ቀንዲ-ገጽ
ቤት-ጽሕፈት ጠበቓ ነዓኹም ነቶም ኣብ ሽወደን መንበሪ-ፍቓድ ክወሃበኩም እትደልዩ ሰባት። ካብ ኩሉ ከባቢታት ዓለም ዝመጽኡ ሰባት፡ ቅጥዕታቱ ዝሓለወ ሕጋዊ መስርሕ ክረኽቡ ንግድፎም። ንዕዮና ዝምልከት ዝርዝር ሓበሬታ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ኣሎ።

ዑቕባ
ዑቕባ ማለት መዕቆቢ ምርካብ እዩ። ዑቕባ ክትሓቱ እንከለኹም፡ ኣብ ካልእ ሃገር ድሕነት ክትረኽቡ ትሓቱ ኣለኹም ማለት እዩ። ኣብ ሽወደን ክትዕቆቡ ምስ እትደልዩ ናብ ሽወደን ክትኣትዉ እንከለኹም ናብ ፖሊስ-ዶብ ወይ ውን ኣብ ውሽጢ ሽወደን ናብ ማእከል መሕተቲ ዑቕባ በዓል-መዚ ኢምግረሽን ብምኻድ ዑቕባ ትሓቱ። ኣብ መሬት ሽወደን ከይረገጽኩም ዑቕባ ክትሓቱ ኣይትኽእሉን ኢኹም። ከም ሓተቲ ዑቕባ መጠን ነጻ
…

ዳግመ-ምጥርናፍ ስድራቤታት ብዝምልከት
ኣብ ሽወደን ዑቕባ ምስ ዝወሃበኩም፡ ኣባላት ዋና-ስድራቤትኩም ምሳኹም ብዘለዎም ምትእስሳር ዑቕባ ናይ ምርካብ መሰል ኣለዎም። ዓቕሚ-ኣዳም ዝበጻሕኩም ምስ እትኾኑ፡ እቶም በኣኹም ኣቢሎም ዑቕባ ክረኽቡ ዝኽእሉ ሰበይቲኻ…


ናይ ስራሕ ፍቓድ
ኣብ ሽወደብ ክትሰርሑ ምስ እትደልዩ ናይ ስራሕ ፍቓድ ክህልወኩም ኣለዎ። ንዓኹምን ነቲ ከስርሓኩም ዝደሊ ዘሎ ትካልን ሓበሬታ ክንህበኩምን ኣብ ምምልካት…

ምቕያድ
ኣብ ሽወደን ክትቕመጡ ፍቓድ ምስ ዘይህልወኩም ካብታ ሃገር ውን ክትስጎጉ ምስ ዝውሰን ኣብ ገለ- ገለ እዋን ክትቅየዱ ትኽእሉ ኢኹም። በዓል-መዚ ኢሚግረሽን ኣብ ሽወደን ብሕጊ ናይ ምቕማጥ መሰልኩም ብደቂቕ ንምርኣይ ወይ ውን


ዜግነት
ኣብ ሽወደን ዝተወሰነ ግዜ ድሕሪ ምቕማጥኩም፡ ዝማላእ ቅጥዒታት ምስ እተማልኡ ዜግነት ሽወደን ክወሃበኩም ከተመልክቱ ትኽእሉ ኢኹም። ዜግነት ክወሃብኩም ምልክታ ከተእትዉ እንከለኹም በዓል- መዚ ሚግረሽን ዝርእዮ ነገራት ንኣብነት ትሕቲ 18…

ካልእ ጉዳያት
ካልእ ጉዳያት ንኣብነት ከም ሓላፍነት ምእላይ ቆልዑ ንሕግዝ ኮይና፡ ምስ ገበናዊ-ሕጊ ዝተኣሳሰረ ጉዳያት ውን ከም ጠበቓ፡ ድጋፍ ንኸሳሲ ወይ ውን ከም ፍሉይ ተወካሊ ህጻናት ኮይና ንዋሳእ ኢና። ብዜካ`ዚ ኣብ ፍሉይ ሕግታት ክንክን-ህጻናት፡ ክንክን…

Jag fick diagnosen levercancer i oktober 2009, men Migrationsverket gav mig inte uppehållstillstånd så att jag kunde få behandling i Sverige. Då kontaktade jag Asylbyrån. De hjälpte mig att få stanna här och få behandling. Jag är överlycklig över deras hjälp och för att det förlängde mitt liv och framtiden. Jag önskar er alla gott från hela mitt hjärta. TackBatbayar Yumchinsuren, Mongoliet
Innan jag fick kontakt med Karin Gyllenring på Asylbyrån, hade jag ingen framtidstro. Jag var rädd och tänkte alltid på vad som ska hända mig, men hon hjälpte mig inte bara att få hopp om framtiden, utan att få ett snabbt positivt beslut om permanent uppehållstillstånd inom 45 dagar. Nu jag går på vanligt gymnasium och förbereder mig för vidare utbildning här i Sverige.Dawed Mohamed Nour, Eritrea
I came to Sweden because I needed protection. During this period the government was drafting new laws concerning immigration so it was a difficult time for those who were waiting in the camps. My lawyer Neda Khanshan from Asylbyrån helped me sort out all the important details in my case and prepared me for my interview at Migrationsverket. Neda Khanshan is a considerate and hardworking lawyer that defended my case with professional excellency and she has also a great ability to work with multinationals. Accordingly I received protection in Sweden and I would gladly recommend her as a lawyer.Desbele Bahta, Eritrea
ተወከሱና
ኩሉ ዓይነት ሕጋዊ ሕቶታትኩም ሒዝኩም ክትውከሱና ብደሓን ምጽኡ ንብል
ቤት-ጽሕፈትና
ኣብ ሆቶርየት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም
ሕቶታት?
ሕቶ ወይ ውን ሓገዝ ምስ ዘድልየኩም ብኢመይል ጸሓፉልና።
ነጻ ምኽሪ
ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም ወይ ውን ቆጸራ ንምሓዝ ደውሉ